ምንቅስቓስ ፋኖ ብኣባላቱ ተፈጺሙ ንዝተባህለ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብሰፊሑ ክዝርጋሕ ዝቐነየ ምስልታት ቅትለት ነጺጉ። እዚ ኣብ ሰሜን ሸዋ ናይ ክልል ኦሮሚያ ተፈጺሙ ዝብሃል ኣሰቃቒ ቅትለት፡ ካብ ...
ኣውፈርቲ ክሪፕቶ ከረንሲ ነቶም ኣብ ወፍሪ ምርጨኦም ሻምፒዮና ዲጅታላዊ ባጤራ ኮይኖም ዝተራእዩ ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ቐረባ ዝጅመር እዋን ምምሕዳሮም ብልዑል ተስፋ ይፅበይዎ ኣለዉ። ዶናልድ ትራምፕ ...
Syrian insurgents shelled Syria's second largest city, Aleppo, Friday, in a major offensive against Syrian government troops.
ፓርላማ ብሪጣንያ ኣብ ናይ ሎሚ ዓርቢ ጻንሖቶ፡ ነቲ ነዊሕ ከከራኽር ዝጸንሐ እማመ፡ ብሓካይም ተሓጊዝካ ምማት ኣጽዲቑ። እዚ ሎሚ ዝሓለፈ እማመ፡ ሕዱር ሕማምን ከቢድ ስቓይን ዘለዎ ሕሙማን፡ ንሞት ...
Fifteen people have died and at least 100 more are missing after a landslide triggered by heavy rains buried dozens of homes ...
ጫድ ምስ ፈረንሳ ዝነበራ ወታሃደራዊ ምትሕብባር ከም ዘቋረፀቶ ትማሊ ሓሙስ ኣፍሊጣ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ፈረንሳይ ዣ ንወይል ባኾ ኣብታ ሃገር ድሕሪ ምብጽሑ ድሕሪ ስዓታት እዩ። ...
ብረቡዕ ዝጀመረ ምውሃብ ድምጺ ሃገራዊ ምርጫ ናሚብያ፡ ብሰንኪ ዝተራእየ ሓያሎ ሎጀስቲካዊ ጸገማት ክሳብ ቀዳም ንኽናዋሕ ተገዲዱ ኣሎ። እንተዀነ ኣብዚ ምርጫ ዓቢ ተስፋን ጸብለልታን ሒዞም ዝጸንሑ ...
ደሞዝ ኣይኽፈለናን ዘሎ ዝበሉ መማህራን ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ፣ ናብረኦም ንምምራሕ፣ ንጫማ ምፅራግ ሓዊሱ ኣብ ካልእ ስራሕ ይዋፈሩ ምህላዎም ንድምጺ ኣመሪካ ተዛሪቦም። ወርሓዊ ደሞዝና ይደናጎይ፣ ብዘይ ...
ኤርትራዊት ኣመሪካዊት ዶ/ር ሳሙኤላ ዘርኣይ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ኣትላንታ ጆርጅያ ትነብር ነርስ-ፕራክትሻነር'ያ። ኣብ መወዳእታ 1970'ታት ናብ ኣመርካ ገና መንእሰይ ተማሃሪት ኮይና ደኣ ትምጻእ ...
ብሕልፊ ድሕሪ ኲናት ክልል ትግራይ፡ ዘቤታዊ ቅትለትን መጭወቲን ደቀንስትዮ ኣብቲ ክልል በዚሑ ከም ዘሎ ስድራቤታትን ኣብቲ ጉዳይ ዝሕለቑ ኣካላትን ይዛረቡ። ነዚ ዘእንግድ ዘተን ናይ ሓባር ጻውዒት ...
ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ጉባኤ ህወሓት ምኽትል ኣቦ-መንበር ኰይኖም ዝተርመጹ ኣይተ ኣማኑኤል ኣሰፋ፡ ሎሚ ረቡዕ ምስ ማዕከናት ዜና ኣብ ዝገበሩዎ ጻንሒት፡ ግዜያዊ ምምሕዳር መንእሰያት ኣሰልጢኑ ...
ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓዲ ግራት ኣብ ክልተ ተመቒሎም ዝርከቡ ኣመራርሓ ህወሓት ነናይ ባዕሎም ክልተ ከንቲባ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ሸይሞም። ብቕድሚ ትማሊ ሰሉስ ጊዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ምምሕዳር ዞባ ምብራቕ ትግራይ፣ ኣይተ ኣለም ኣረጋዊ ከንቲባ እታ ከተማ ክኾኑ ብደብዳበ ዝሾሞም ኮይኑ፣ ሎሚ ሓሙስ 19 ...